Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ ፣  22 ሓምለ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ናይ ገንዘብ ሚኒስትር  ኣይተ አህመድ ሺዴን ኣብ በኢትዮጵያ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ታማራ ሞና ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

እቲ ስምምዕነት ሰብ ሃፍቲ ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ሃፍቶም ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ንከውዕሉ ንምትብባዕን ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ስዊዘርላንድ ኢኮኖሚያዊ ተሳትፎ ንክህልዎም ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ እቶም መራሕቲ ኣመትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእል ጉዳይ በምድሃብ ከምዝተላዘቡ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.