Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ኣብ ዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን አልጄሪያን ኣብ ዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለወን ተገሊፁ።

ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ሰለጣን ኣምባሳደርን ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያ ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስተር ምግፋሕ ኢነርጂን ተሓዳሲ ሓይሊን ኣልጀሪያ ፕሮፌሰር ሸመስ ኢዴን ሺቱር ተዛቲዮም።

ኣብ እዋን እቲ ዘተ ከልቲአን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ተሓዳሲ ሓይሊ ብምትሕብባር ንምስራሕ ባህጊ ከምዘለወን ምግላፁ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዓብዪ ገድብ ህዳሰ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ሃይድሮ ኤሌክትሪክ፣ ንፋስ፣ ፀሓይን ጂኦ ተርማልን  ዝስራሕ ዘሎ ስራሕቲ በዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.