Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ጃፓንን ንልምዓት መገዲ ዝውዕል ብር 190 ሚሊየን ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ጃፓንን ንልምዓት መገዲ ኣስፋልት ዝውዕል ብር 190 ሚሊየን ስምምዕነት ሓገዝ ተፈራሪሞም።

እቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ያስሚን ወሃቢረቢን በዓል ምሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታኮን ፈሪሞምዎ፡፡

ኣብ ስሩዕ ፕሮግራም ማዕቐፍ ልምዓት መንግስቲ ጃፓን ምስ ዝርከብ ምትሕብባር ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ልምዓት ሓደ ኣካል ዝኾነ ስምምዕነት እንትኸውን፥ በዓል መዚ መገዲታት ኢትዮጵያ ናብ ጂቡቲን ደቡብ ሱዳንን ዝወስዱ ዋና ዋና መገዲታት ንምሕዳስ ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.