Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ልዑል ታሪኽ ስነ ጥበብ ዘለዋ ሃገር ኢያ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ልዑል ታሪኽ ስነ ጥበብ ዘለዋ ሃገር ኢያ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።

ብማህተም በምስኣል ዝፍለጥ ኢትዮጵያዊ ሰኣሊን መምህርን ሃይሌ ክፍሌ፥ ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብምስኣል ኣበርኪቱለን።

እቲ ሰኣሊ፥ ተምሳሌት ደቂ ኣንስቲዮ ብምሕሳብ ብንግስተ ሳባ፣ እቴጌ ጣይቱ፣ ንግስት ዘውዲቱ፣ እቴጌ መነንን ካልኦትን ተምሳሌት መህተማት ብምጥቃም ስኢሉወን።

ኣብ እዋን እቲ ርኽክብ፥ ኢትዮጵያ ልዑል ታሪኽ ስነ ጥበብ ዘለዋ ሃገር ኢያ ክብላ ምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.