Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣቪዬሽን ምስ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ጣሊያንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብዓውዲ ኣቪዬሽን ምስ ሩሲያ፣ ቻይና፣ ህንድን ጣሊያንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዓ።

ሚኒስትር ትራንስፖትን ሎጂስቲክስን  ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ካናዳ ምስ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 41ዓለም ለኸ ጉባኤ ስቪል ኣቬሽን ጎኒ ንጎኒ ምስ ዝተፈላለዩ ጉጅለ ልኡኽ ሃገራት ዘቲየን።

እቲ ዓውዲ ምስተን ሃገራት ዘሎ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽአል ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ከምዝነበረ ኣብ ትዊተር ሒሳበን ፅሒፈን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.