Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብፈተናታት ዘይትሰዓር ሃገር ምዃና ብዘበናት ብምርኣይ ህያው ምስክር ኢያ-ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብፈተናታት ዘይትሰዓር ሃገር ምዃና ብዘበናት ብምርኣይ ህያው ምስክር ኢያ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ተፈሪ ፍቅሬ ተዛሪቦም።

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ቤት ፅሕፈት መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ አመስጊና” ኣካይዶም።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኢትየጵያ ንፈተናታት ብፅንዓት ንክትሓልፍ ንዝገበራን ብዙሓት እወንታዊ ነገራት ንዝሃባን ፈጣሪ ምስግና ኣቕሪቦም።

ኣይተ ተፈሪ፥ ኢትዮጵያ ብፈተናታት ዘይትሰዓር ሃገር ምዃና ብዘበናት ብምርኣይ ህያው ምስክር ኢያ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ካብ ጥንቲ ጀሚራ ንገዛእቲ እንቢ ብምባል ዘላን ተንኮላት ብምብጥጣስ ሉእላዊነታ ዘየድፈረትን ሃገር ኢያ እውን ኢሎም።

እዚ ንክኸውን ንዝሓገዘ ፈጣሪ ምስጋና ይግበኦ ምባሎ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.