Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ መንግስቲ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ መንግስቲ ትሳተፍ ኣላ።

ኣብቲ ጉባኤ ዝሳተፉ ዘለዉ ሚኒስተር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ፥ ጎኒ ንጎኒ እቲ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ከልቲኣዊ ዘተ የካይዱ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ምስ ሚኒስትር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ደቡብ ኣፍሪካ ዶክተር ቦንጊኮሲ ኢማኑኤልን ሚኒስትር አርቲፊሻል ኢንቴሌጀንስ፣ ዲጂታል ኢኮኖሚን ሪሞት ወርክ ኣፕሊኬሽንን ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ ኦማር ቢን ሱልጣን ኣል ኦላማን ተዛቲዮም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.