Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19  ክትቅበል ኢያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኮቫክስ ካብ ዝበህል ኣለም ለኻዊ ጥምረት 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ክታበት ፀረ ኮቪድ 19  ክትቅበል ኢያ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

መንግስቲ ነቲ ክትባት ቀፃሊ ዕለተ ሰንበት ከምዝቕበል ተገሊፁ።

እቲ ክትባት ብቐዳምነት ንዝወሃቦም ክፋላት ሕብረተሰብ በቢብርኩ ንምሃብ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይዛዘም ከምዘሎ እውን ተሓቢሩ።

ፕሮግራሙ ድማ ኣብ ቀፃሊ ሰሙን ዕላዊ ክግበር ኢዩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.