Fana: At a Speed of Life!

ኣልጀሪያ ሊግ ዓረብ ኣብ ልዕሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘለዎ ዝተሰሓሓተ ቅዋም ንምትዕርራይ ፃዕሪ ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣልጄሪያ፣ ኡጋንዳ፣ ቡሩንዲን ላይቤሪያን ዘተ ከምዝገበረት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምሳደር ዲና ሙፍቲ ተዛሪቦም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኣብ ቀፃሊ ኣልጀሪያ ብኣቦ መነበርነት ኣብ እትመርሖ ሊግ ዓረብ እቲ ሊግ ኣብ ልዕሊ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዘለዎ ዝተሰሓሓተ ቅዋም ንምትዕርራይ ፃዕሪ ከምእትገብር ገሊፃ።

ምስ ቡሩንዲ ኣብ ዝተገበረ ዘተ፥ ግድብ ህዳሰ ብኣፍሪካዊያን መፍትሒ ንክርከብ ከምእትድግፍ እታ ሃገር ምግላፃ ሓቢሮም።

 

ናይ ላይቤሪያ መንግስቲ እውን ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ከመዝስለፍ ምርግጋፁ ገሊፆም።

ምስ ቡሩንዲ ኣብ ዝተገበረ ዘተ ድማ፥  ቀጣናዊ ርክብ ንምዕባይ ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተዛሪቦም።

 

ብኣፈወርቅ እያዩ

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.