Fana: At a Speed of Life!

ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ ኣብ ቶኪዮ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘፋልጥ መድረኽ ኣብ ጃፓን፣ ቶኪዮ ተሳሊጡ።

እቲ መድረኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን “ዎዳ የግል ኢንዱስትሪ ፓርክ”ን ብሓባር ዘሰናድእዎ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ምቅንብባር ግብርና፣ ሕትመት፣ ፋርማሲቲካል፣ ሓይሊ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፋይናነስን ነዝዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ጃፓንን ካልኦት ሃገራትን ኣብ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ሰፊሕ መበርሂ ከምዝተውሃበ ተሓቢሩ።

ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዳንኤል ተሬሳ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ መተባባዕቲ ኢንቨስትመንታት፣ ብዛዕባ ዝተገበሩ ለውጢታት ፖሊሲን መመሓየሽቲ መብርሂ ሂበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.