Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዶዝ ፋይዘር ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 1 ሚሊየን 680 ሺሕን 120  ዶዝ ፋይዘር ክታበት ኮቪድ-19 ሓገዝ ገይራ።

እቲ ሓገዝ ኣብዚ ሰሙን ብጥምረት ኮቫክስ ኣቢሉ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተወ ካብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ዝተገበረ ሓገዝ ኣሜሪካን ቫይረስ ኮሮና ብብርኪ ዓለም ንምቁፅፃር ትገብሮ ፃዕሪ ሓደ ኣካል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.