Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሴ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ውድብ ሕቡራትመንግስታት ፊሊፖ ግራንዴ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር እቲ ውድብ ፊሊፖ ግራንዴ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ስደተኛታት ኣብ ምሕላው፣ ብዛዕባ ስደተኛታት ውሽጢ ዓዲን ንስደተኛታት እናተውሃበ ዝርከብ ምላሽ ኮቪድ-19 ዝምልከት ምይይጥ ምግባሮም እቶም ኣምባሳደር ኣብ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም፡፡

ኣምባሳደር ታየ፥ ኢትዮጵያ ድሕንነት ስደተኛታት ንምሕላውን ንምክልኻልን ነዊሕ እዋን ዝፀንሕ ድሉውነት ከምዘለዋ ነቶም ላዕለዋይ ኮሚሽነር ገሊፆምሎም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.