Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ጄን ቻርልስ ካራምባን ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊ፣ ዞባዊ ጉዳያትን ቅድሚ ሕዚ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ብሓባር ዝስርሑሎም ጉዳያት ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ዘቲዮም።

ካብዚ ብተወሳኺ÷ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ቀፃሊ ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ኪጋሊን ዘሎ ሕውነት ብዝበለፀ ኣብ ዝጠናኸረሉ ኩነታት ከምዝተዛተዩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.