Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ምስ ምክትል ሓላፊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ክፍሊ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ምስ ምክትል ሓላፊ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ክፍሊ ኣፍሪካ ጂዮርጅ ቶዱዋ ተዛቲዮም።

ኣምባሳደር ኣለማየሁ ኣብቲ እዋን ተዘ፥ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ፣ እናተሰርሑ ብዛዕባ ዝርከቡ ምንቅስቓስ ሰብኣዊ ሓገዛት፣ ከምኡ እውን ኢትዮጵያ ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብዛዕባ ዘለዋ እዋናዊ ርክብ ዝምልከቱ ጉዳያት ገለፃ ገይሮም፡፡

ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ሩሲያን ዘሎ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ርክብን ምትሕብባርን ብዝበለፀ ምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሉ መገዲ ምዝታዮም እውን ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.