Fana: At a Speed of Life!

ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ስምምዕነት ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸይሙ።

ኣሰልጣኝ ገብረመድህን ዋና ኣሰልጣኒነት እታ ሃገራዊት ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ስምምዕነት ከምዝፈፀመ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

እቲ ኣሰልጣኒ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ትሳተፍ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ምስልጣን እንተይለቐቐ ደሪቡ ከምዝሰርሕ ተሓቢሩ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.