Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ዲያስፖራ ኦሮሞ መንግስቲ ኣብ ክሊ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ህልውናን እዋናዊ ጉዳይን ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ዲያስፖራ ኦሮሞ መንግስቲ ኣብ ክሊ ዝወስዶ ዘሎ ወፍሪ ህልውናን እዋናዊ ጉዳይን ይዛተዩ ኣለዉ።

እቲ መድረኽ ዘተ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ ዘዳለዎ እንትኸውን፥ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ታዬ ደንደአን ላዕለዋይ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስትር  ሌንጮ ባቲን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።

ኣብቲ ዘተ ኣትሌታትን ኣርቲስታትን ሓዊሱ ኣብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ተሰማዕነት ዘለዎም ዳያስፖራታት ኦሮሞ ይሳተፉ ኣለዉ።

ኩለ መዳያዊ ተሳትፎ ውሽጢ ዓዲ ዳያስፖራታት ኦሮሞ ከምኡውን እዋናዊ ኩነታት እዛ ሃገር ዝብሉ ኣጀንዳታት ቀንዲ ቀንዲ ዛዕባታት እቲ መድረኽ ዘተ ኢዮም።

ብሃብታሙ ተክለስላሴ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.