Fana: At a Speed of Life!

ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ኮንግረስ ኣሜሪካ ካረን ባስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛቲዮም።

ኣይተ ደመቀ፥ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ንምቁፅፃርን ንምክልኻልን እትገብሮ ንዘላ ፃዕሪ ንምሕጋዝ ክታበትን ካልኦት ተመሳሰልቲ ድጋፋትም መግባራ ዘመስግና ኢዩ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ምስ ኣሜሪካ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ዓውዲታት ዘለዋ ርክብ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅልን ሰላም እዚ ቀጠና ንምርግጋዕ ብፍላይ ግብረ ራዕዲ ኣብ ምውጋእ ምስታ ሃገር ብምዃን ከምእትሰርሕ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.