Fana: At a Speed of Life!

ኣባ ገዳታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝተውፃእፅኡ ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታትን ኣቦታት ሃይማኖትን ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይሮም፡፡

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ እውን ንበፃሕቲ ገለፃ ገይረን፡፡

ኢትዮጵያውያን ብሓድነት ዘሚቶም ዓወት ዝገበሩዎ ዓወት ዓድዋ ብዝምጥኖ ቀዋሚ ዝኽሪ ክህልዎ ምግባሩ ከምዘሕጎሶም እቶም በፃሕቲ ምግላፆም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ የመላኽት፡፡

ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዘኹዕን ንወለዶ ዝመሓላለፍ ቀዋሚ ሓድጊን ከምዝኾነ እውን ገሊፆም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.