Fana: At a Speed of Life!

ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ዓፋር ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ክልል ዓፋር ህወሓት ብዝኸፈቶ መጥቃዕቲ ንዝተፈናቐሉ 530 ሺሕ ብር ግምት ዘለዎ ሰብኣዊ ድጋፍ ገይሮም።

ሓላፊት ማሕበራዊ ጉዳይ እቲ ክልል ወይዘሮ ዘሃራ ኡመድ፥ ማሕበረሰብ ድጋፍ እናገበረ እኳ እንተኾነ መንግስታዊ ዘይኮኑ ትካላት ድጋፍ ዘይምግባሮም ተዛሪበን።

ኩሉ ኢትዮጵያዊ ድጋፍ ንክገብር እውን ሓቲተን።

እቲ ድጋፍ ሩዝ፣ ፓስታ፣ ዘይቲ ከምኡውን ኣልባሳትን ናውቲን ዘጠቓለለ ኢዩ ኢለን።

ብጌታሰው የሺዋስ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.