Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ ሓሙሽተ ዕጡቓት ኦነግ ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወሰደሎምን ሓሙሽተ ዕጡቓት ድማ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉን ፖሊስ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ።

ብኻሊእ መዳይ ድማ ጃል ያዴሳ ንዝተብሃለ ኣባል ኦነግ ሸኔ ብባንኪ ኣቢሉ ክለኣኽ ዝነበረ 122 ሺሕን 950፥ ምስቲ ተጠርጣሪ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ እቲ ዞባ ገሊፁ፡፡

ኣብ ዞባ ቄለም ወለጋ እቶም ሓይሊታት ፀረ ሰላም ዝገብሩዎ ምንቅስቓስ ብምግታእ ሰላም ሕብረተሰብ ንምርግጋፅ ፖሊስ እቲ ክልል ብዕቱብ እናሰርሐ ከምዝኾነ ካብ ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.