Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ሕክምናዊ መጥባሕቲ ምልቆ ማህፀን ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ዕውት ዝኾነ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ምልቆ ማህፀን ይካይድ ከምዘሎ ሜዲካል ዳይሪክቶር እቲ ሆስፒታል ዶክተር አታኽልቲ ገሊፆም።

ዛጊድ ብኣዝዩ ከቢድ ፀገም ዝነበረን ትሽዓተ ኣዴታት ዕውት ብዝኾነ መገዲ መጥባሕቲ ከምዝተገበረለንን እቲ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ብቐፃልነት ተጠናኺሩ ከምዝቅፅልን እውን ሓቢሮም።

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ስሑል ዘካይዶ ዘሎ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ሓገዝ ኩሉ አካል ከምዝጠልብ ብምግላፅ፥ እቲ ሐዚ ዝጥቀምሉ ዘለው መሳርሒ ብማሕበር ገባሪ ሰናይ ስሑል ዝተረኸበ ምዃኑ ምዝራቦም ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.