Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መላእ ሃገር ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ካብ ሰዓት 9 ን 46 ደቒቓን ካብ ከተማ ባህርዳርን ከባቢኡን ወፃእ ኣብ መላእ ሃገር ሙሉእ ንሙሉእ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

ኣብ ሲስተም ብመሰረት ዘጋጠመ ፀገም እቲ ሓይሊ ከምዝተቛረፀ ብምግላፅ፥ ንግዚኡ መበገሲ እቲ ምኽኒያት ንምፍላጥ ፃዕሪ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ።

እቲ ዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ መሊስካ ንምጅማር ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.