Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበት ተምሃሪት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃናን ናጂ ኣሕመድ ኣብ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበት ተምሃሪት ክትከውን ክኢላ።

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክሩዝ ተምሃሪት ዝኾነት ሃናን ናጂ÷ ብተፈጥሮ ሳይንስ 649 ውፅኢት ብምምዝጋብ ካብ ናይ ሎምዘበን ተፈተንቲ ልዑል ውፅት ክተመዝግብ ክኢላ፡፡

ዳይሬክተር ቤት ትምህርቲ ክሩዝ ጀማል እድሪስ÷ ተምሃሪት ሃናን ናጂ ካብ ታሕተዋይ ክፍሊ ጀሚራ ንፍዕቲ ተምሃሪት ከምዝነበረት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ገሊፆም፡፡

ብመላኩ ገድፍ

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.