Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መስኖ ስርናይ ሓጋይ ልዕሊ 2 ሚሊየን ሄክታር ዝራእቲ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መስኖ ስርናይ ሓጋይ ብዝራእቲ ካብ ዝተሸፈነ 3 ሚሊየን ሄክታር እቲ ልዕሊ 2 ሚሊየን ሄክታር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።

ክሳብ ሕዚ ካብ ዝተኣከበ ዝራእቲ ድማ ፤ 73 ነጥቢ 9 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ከምዝተረኸበ ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙኒኬሽንን እቲ ሚኒስቴር ከበደ ላቀው ተዛሪቦም፡፡

ካብ ልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ 120 ሚሊየን ኩንታል ፍርያት ክርከብ ኢዩ ዝብት ትፅቢት ከምዘሎ ኣመልኪቶም፡፡

ብዙፋን ካሳሁን

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.