Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መቐለ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዘላቒ መፍትሒ ክሳብ ዝወሃብ ቅድሚ ኽረምቲ ዘፅልሉ ግዝያዊ መፅለሊ የስራሕ ኣሎ-ዶ/ር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ተመዛቢሎም ኣብ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ዘላቒ መፍትሒ ክሳብ ዝወሃብ ቅድሚ ኽረምቲ ዘፅልሉ ግዝያዊ መፅለሊ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኣብረሃም በላይ ኣፍሊጦም።

እቲ መፅለሊ እኹል እኳ ተዘይኮነ ብቕልጡፍ ክዛዘመሉ ዝኽእለሉ መንገድታትን አማራፅታትን ክርእይ ዕድል ሂቡኒ እዩ እውን ኢሎም።

ብህፁፅ ንምዝዛም ዝኽእለሉ ኣንፈት ብምቕማጥ ይስራሕ መህላዉ እውን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ፅሒፎም።

እቶም ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ መቐለ ዝርከቡ ተመዛበልቲ ዘፅልሉ ዝስራሕ ዘሎ ግዝያዊ መፅለሊ ብኣካል ብምኻድ ተዓዚቦም ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.