Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ዘሎ ርክብ ብሓደሽቲ ዓውዲታት ክብ ምባል ከምዝግባእ  ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ዘሎ ርክብ ብሓደሽቲ ዓውዲታት ክብ ምባል ከምዝግባእ  ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኲየት ሰይድ ሙሃመድ  ገሊፆም።

ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ኣብ ኲየት ሰይድ ሙሃመድ ደብዳበ ሹመቶም ናብ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር  ሼክ ሳሌም ዓብደላህ ኣል-ጀብር ኣል-ሳባህ ኣቕሪቦም።

ኣምባሳደር ሰይድ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኩዌትን ዘሎ ርክብ ብሓደሽቲ ዓውዲታት ክብ ምባል ከምዝግባእ  ገሊፆም።

ኣብ ኲየት ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ምዝራቦም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.