Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሞንጎ መዋሰንቲ ክልላት ሓበራዊ ትልሚ ምዓትን ሰላምን ስምምዓት ምግባሮም ንሃገራዊ ዕቤት ወሰንቲ ኢዮም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጣዊን ምምሕዳራዊን ወሰን ክልላት ሓበራዊ ትልሚ ምዓትን ሰላምን ስምምዓት ምግባሮም ዘተኣማምን ሃገራዊ ዕቤት ንምምፃእ ዘለዎ ፅዕንቶ ዕዙዝ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣመራርሓታት ክልል ሱማሌን ኦሮሚያን ንዘርኣዩዎ ተምሳሌታዊ ተግባር ልዑል ምስጋና ኣቕሪቦም።

“ኩሉ ክፋል ሃገር ኣብ ሰላምን ሃገራዊ ልምዓትን ክራኸቡ ብምግባር ምዕባለና ጋህዲ ክንገብር ኢና” ኢሎም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.