Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ስርዓት ዳይነት ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻል ዘኽእል ስትራቴጂ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣብ ስርዓት ዳይነት ዝረኣዩ ተግባራት ግዕዝይና ንምክልኻል ዘኽእል ስትራቴጂ ዕላዊ ገይሩ።

ረብሓን ኣተገባብራን እቲ ስትራቴጂ ብዝምልከት ምስ ዳያኑን ዝምልከቶም ኣካላትን ዘተ ተገይሩ።

ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል መዓዛ ኣሸናፊ፥ ኣብ ከይዲ ኣወሃህባ ፍትሒ ኣሰራርሓ መፍላጥ፣ ጉቦን ካልኦት ኣሰራርሓ ገዕዝይናን ፈተና ይኾኑ ከምዘለዉ ገሊፀን።

ኣወሃህባ ኣገልግሎት ዳያኑ ካብ ተግባር ግዕዝይና ዝፀረየ ክኸውን ከምዝግባእ እውን ተዛሪበን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.