Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን2 ሺሕን 904 ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2015 ዓ.ም ን2 ሺሕን 904 ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተውሃበ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

እቲ ኮሚሽን ባህጊ ኣልማዕቲ መሰረት ብምግባር ለውጢ ምምሕያሽ ኢንቨስትመንት ከምዝገበረ ገሊፁ።

ብተወሳኺ ን1 ሺሕን 854 ሕድሳት ኢንቨስትመንትን ን 232 ፈቓድ ምስፍሕፋሕ ኢንቨስትመንትን ከምዝተውሃበ ተሓቢሩ።

ከምኡውን 98 ተተካኢ ፍቓድ ከምዝተውሃበ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.