Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጥም ዘሎ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ ህዝቢ ብትዕግስቲ ንክፅበ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘጋጥም ዘሎ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ ህዝቢ ብትዕግስቲ ንክፅበ ተሓቲቱ።

እቲ ምቁርራፅ ብምኽኒያት ስራሕቲ ምዝውዋር መስመር ኤሌክትሪክ ዝተፈጠረ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

እቲ ስራሕቲ እንትፍፀም ልዑል ጥንቃቐ ንምግባር ከምኡውን ሓደጋ ንከየጋጥም ኣብቶም ከባቢታት ቀረብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክቋረፅ ብምግባር ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ሓልሓሊፉ ንዝተወሰኑ ሰዓታት ይቋረፅ ከምዘሎ እቲ ኣገልግሎት ኣፍሊጡ።

ህዝቢ ነዚ ብምግንዛብ ዘጋጥም ዘሎ ምቁርራፅ ኤሌክትሪክ ብትዕግስቲ ንክፅበ ተሓቲቱ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.