Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ክልል ኣምሓራ ንሰራዊት ምክልኻልን ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ሓገዝ ገይሮም።

እቶም ሰብ ሃፍቲ፥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም 40 ሰንጋታት ኢዮም ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንግብረ ራዕዲ ህወሓት እናተቓለሱ ንዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል፣ ፍሉይ ሓይሊ ክልላትን ሚሊሻታትን ሓገዝ ገይሮም ዘለዉ።

1 ሺሕ ዝኾኑ ክዳውንቲ እውን ኣብቲ ግምባር ንዝተዋፈሩ ሓይሊታት ፀፅታ ሓገዝ ገይሮም።

ኣብ ቀፃሊ ንሰራዊት ምክልኻል ዝገብሩዎ ሓገዝ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ እቶም ሰብ ሃፍቲ ገሊፆም።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.