Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ሕውነት ክካየድ ዝቍነየ መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ሕውነት ክካየድ ዝቍነየ መርሃ ግብሪ ሰሙነ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ።

ኣብ መዛዘሚ እቲ ፕሮግራም  ዝተረኸባ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፥ እቲ ፌስቲቫል ደሚቕን ዘይርሳዕን ኢዩ ኢለን።

ኢትዮጵያ ዓብዪ ሃፍቲ ከምዘለዋ ዘገንዘበ ኢዩ ዝበላ እተን ፕሬዚዳንት፥ እዚ ሃፍቲ ሒዝና ዘይዓበናሉ ምኽኒያት ደው ኢልና ክንሓስብ ኣለና ኢለን።

ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን ዶክተር  ሂሩት ካሳው ብግደአን፥ እቲ ምድላው ልዕሊ 20 ሺሕ ከምዝጎብነይዎ ተዛሪበንክብል ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.