Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣፍሪካ ዝርከቡ ኣምባሳደራት ብሪታንያ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ሀገራት ዝርከቡ ኣምባሳደራትን ላዕለዎት ዲፕሎማሰኛታትን ብሪታንያ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም።

ኣብ ዑደቶም ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ጥቕሚ እናውዐሎም ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ከምዝተዓዘቡ ተገሊፁ፡፡

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ብሪታንያን ከምኡ እውን ኣብ መላእ ዓለም ልውውጥ ኢኮኖሚን ባህሊን ብምግባር ኣገልግሎት እናስፈሐ ከምዝኾነ ብምግላፅ፤ በዚ ድማ ኩርዓት ከምዝስመዖ ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.