Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኤድናሞል ዝርከብ ናይ ኣይተ ተኽለብርሃን ኣምባየ ቦሮ ካብ ቤተ መንግስቲ ዝጠፍኡ ሓድጊታት፣ መራኸቢ ሬዲዮታትን ጦር መሳርሒታትን ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኤድናሞል ዝርከብ ናይ ኣይተ ተኽለብርሃን ኣምባየ ቦሮ ካብ ቤተ መንግስቲ ዝጠፍኡ ሓድጊታት፣ መራኸቢ ሬዲዮታትን ጦር መሳርሒታትን ተረኺቦም።

እቶም ሓድጊታት ናይ ቀዳማዊ ሃይለስላሰ ሽም ዝተፀሓፈሎም፣ ካብ ብሪ ዝተሰርሑን ካብ ቤተ መንግስቲ ዝጠፍኡን እንትኾኑ፥ ፖሊስ ብዝገበሮ ብርበራ ዝተረኸቡ ኢዮም።

ኣብቲ ዝተገበረ ብርበራ ካብ ቤተ መንግስቲ ምስ ዝተሰረቑ ሓድጊታት መራኸቢ ሬድዮን ጦር መሳርሒታትን እውን ተታሒዞም።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.