Fana: At a Speed of Life!

ኣብ እዚ ሰሜን 6ይ መካናይዝድ ክፍለጦር ሰርዶ ሻለቃ መቃወሚ ኣየር ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ዕዉት ግቡእ ከምዝፈፀመ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዚ ሰሜን 6ይ መካናይዝድ ክፍለጦር ሰርዶ ሻለቃ መቃወሚ ኣየር ኣብ ከይዲ ምኽባር ሕጊ ዕዉት ግቡእ ከምዝፈፀመ ዋና ኣዛዚ እቲ ሻለቃ ጋሻው በቀለ ገሊፆም።

እቶም ሻለቃ፥ ኣብ ቀፃሊ እውን ህዝቢን መንግስቲን ዝህቦም ግቡእ ብዝበለፀ ዓቢዪ ሞራል ከምዝሰርሑ ተዛሪቦም።

ኣዛዚ 2ይ ሻምበል ም/መ/አ ፍርዱ ገረመው ብግደኦም፥ “መንግስቲና ክንወፅእ ምስገበረ ኣብ ንወፅአሉ እዋን እቲ መጥፍኢ ጉጅለ ንህዝቢ ኣገዲዱ ከምኡ እውን መልክዕ እቲ ኲናት ቀይሩ ይምፃእ እምበር ሰራዊትና ጥንቃቐ ብምግባር ንህዝቢ እንተይጎድአ ኣብ ዝተመረፁ ዕላማታት ጥራሕ ብምትኳ ሰራዊትና ህዝባዊነቱ ሓሊዩ ንባዕሉ እናተወቕዐ ዝነበረ ናይ ቆረፃ ውግእ ብጅግንነት ምውጋድ ክኢልና ኢና” ኢሎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.