Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ካልኣይ ዙር በረራ 438 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካልኣይ ዙር በረራ 438 ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።

ሎሚ መዓልቲ ንጉሆ ቀዳማይ ዙር ተመለስቲ ናብ ሃገሮም ዝኣተዉ እንትኾኑ፥ ድሕሪ ሰዓት ድማ ኣብ ካልኣይ ዙር በረራ 438 ዜጋታት ምምላሶም ካብ ሚኒቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቶም ተመለስቲ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ዳይሬክቶሬት ጀነራል ጉዳያት ቆንስላ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሲራጅ ረሺድ፣ ኣይተ መስፍን ገብረማርያም፣ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣይተ ኣራርሳ ቢቂላ ሓላፊ ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ሃና የሺንጉስን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ኣቀባብላ ገይሮምሎም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.