Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ሶማሌ መሰረታዊ ፅርየት ኣገልግሎት ክብ ንምባል ካብ ተርኪ ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣማኸርቲ ጅግጅጋ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ መሰረታዊ ፅርየት ኣገልግሎት ክብ ንምባል ካብ ተርኪ ዝመፅኡ ላዕለዎት ኣማኸርቲ ጅግጅጋ ኣቲዮም።

ተወካሊ መንግስቲ ቱርኪን ትካል ኮንሰልቲንግ መልቲን  ፕሮፌሰር ዚያ ብሩሃቲንን ሲይፍቲን ቦጋዚልን ሎሚ ምሸት ኢዮም ጅግጅጋ ኣቲዮም።

እቶም ሓለፍቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ገራድ ዊልዋል እንትበፅሑ ሓላፊ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል  ዶክተር ሙሴ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ኣብ ቲ ክልል ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ፅርየትን ተበፃሕነትን ጥዕና ክብ ንምባል፣ ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ሆስፒታላት ኣገልግሎቶም ንምምሕሽያሽ ሓገዝ ንምግባርን ከም ፈተነ ፕሮጀከት ኣብ ዝተመረፁ ከባቢታት ሆስፒታላት ዝህነፅሉ ኩነታት በዝምልከት ልዝብ ከምዝግበር ተገሊፁ።

ትሕትና ብተግባር ዝተገለፀላ ዕለተ ሓሙስ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.