Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብና ግደ ደቂ ኣኒስቲዮ ብዙሕ ፅባቐን መልክዕን ኢዩ ዘለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ መላእ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሎሚ መዓልቲ ካብ መላእ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምስ ዝተውፃእፅኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቕረብኡ ሓሳብ ኣድሚፀ ኢሎም።

ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብና ግደ ደቂ ኣኒስቲዮ ብዙሕ ፅባቐን መልክዕን ኢዩ ዘለዎ ክብሉ እውን ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.