Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘለና ኢትዮጵያውያን ሐደን ብዙሓትን ኮይንና ኩለመዳያዊ ዓወታት ንምምዝጋብ ንለዓል – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘለና ኢትዮጵያውያን ሐደን ብዙሓትን ኮይንና ኩለመዳያዊ ዓወታት ንምምዝጋብ ንለዓል” ክብሉ ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትረ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ብዙሓት ኮይንና፣ ብዙሓት ነገራት ብብዙሕ ዓውዲታት፤ ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘለና ኢትዮጵያውያን፣ ኩልና ኢትዮጵያውያን፣ ኩልና ንኢትዮጵያ ካብ ልቢ ተላዒልና፣ ክረምታዊ ኣገልግሎት ወለንታ ሕርሻ፣ ሓምለዋይ ኣሰር፣ ካልኣይ ዙር ምልኢት ማይ ግድብ ህዳሰ፣ ሉኣላውነትና ምኽባር፣ ዲፕሎማሲና፣ ብሓደ ግዘ፣ ሓደን ብዙሓትን ኮይንና፣ ብብዙሓት ዓውዲታት ንምዕዋት ንለዓል” ኢሎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.