Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዕዳጋ ኢ-ኮሜርስ ምስ ኣሊ ባባ ግሩፕ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ዕዮ ኣሊ ባባ ግሩፕ ዑደት ገይሩ።

ኣብቲ ዑደት ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሊ ባባ ግሩፕ ሊዩ ናን ኣብ ቀፃሊ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝተገበረ ተገሊፁ።

ብፍላይ ኣብ ዕዳጋ ኢ-ኮሜርስ ምስ ኣሊ ባባ ግሩፕ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ መክያዱ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ካብ ቻይና ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.