Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ።

እቲ ኣታዊ ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ብምልኣኽ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ንግዲ ዝለምዐ ፍሪያት ኢንቨስመንት ሕርሻ ሰደድ ወፃኢ ክብ ንምባል መመርሒ ዕዳጋን ስርዓት ኣሰራርሓ ፈሪያት ዕዳጋን ከምዝተሰናድአ  ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.