Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 72 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ ልዕሊ 72 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ካብ ዓውዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፥ ኣብቲ ርባዕ ዓመት ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝገብ ዝኸኣለ እታዎታት ብምቕራብ፣ ኣታዊ ፍሪያታት ብምትካእን ሓደሽቲ ኢንቨስትመንታት ብምስሓብን ኢዩ ኢሎም።

ንዓውዲ ጨርቃ መርቂ፣ ምግብን መስተን፣ ኢንጂነሪንግ፣ ኬሚካልን ኮንስትራክሽንን ልዕሊ 2 ሚሊየን ቶን ዝተፈላለዩ እታዎታት ምቕራብ ከምዝተኽኣለ ሓቢሮም።

ናይ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ተካኢ ፍሪያት መጠን ንምዕባይ ብዝተገበረ ደገፍን ክትትልን 366 ሚሊየን ዶላር ምድሓን ከምዝተኽኣለ እቶም ሚኒስትር ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.