Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ወረዳ ጭናክሰን ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ከምዝሓለፈ ፖሊስ እቲ ወረዳ ኣፍሊጡ።

እቲ ሓደጋ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ዘጋጠመ እንትኸውን፥ ካብ ቆቦ ቀበሌ ናብ ጭናክሰን ከተማ 29 ሰባትን እኽሊን ኣሳፊራ  እትጓዓዝ ዝነበረት ኣይሱዙ በምግልባጣ ኢያ እቲ ሓደጋ በፂሑ።

ብመሰረት እዚ እቶም ሓሙሽተ ሰባት ህይወቶም ሽዑንሽዑ ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።

ብተሾመ ሃይሉ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.