Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ልዕሊ 300 ኣባላት ሸኔ ኢዶም ንመንግስቲ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ 312 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኢዶም ንመንግስቲ ሂቦም።

እቶም ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ እናፈፀሞ ዝርከብ እኩይ ተግባር ብምግንዛብ ኢዮም ካብ ኣባ ገዳታት ዝቐረበሎም ፃውዒት ተቐቢሎም ብሰላም ንመንግስቲ ኢዶም ሂቦም ዘለዉ።

ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ኣይ ኣለማየሁ ተስፋየ ከምዝገለፁዎ፥ ኢዶም ካብ ሞንጎ ዝሃቡ ኣባላት እቲ ግብረ ራዕዲ ዝተፈላለዩ ጦር መሳርሒታትን ገንዘብን ተታሒዞም።

ኢዶም ዝሃቡ ኣባላት ሸኔ ኣብቲ ዞባ ወረዳታት ሳሲጋን ዲጋን እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ከምዝኾኑ ሓቢሮም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.