Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ኤጀሬ ሎሚ መዓልቲ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ።

ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ሓሙሽተ ሰባት ጉድኣት ኣካል በፂሑ።

እቲ ሓደጋ ዶልፊን ዝዓይነታ ተሽከርካሪት ምስ ኣይሱዙ ብምልታማ ዘጋጠመ ከምዝኾነ ኣተሓባባሪ ትራፊክ ፖሊስ እቲ ወረዳ ሳጅን ለማ ጉታ ሓቢሮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.