Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ስልጤ ከተማ ወራቤ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ስልጤ ከተማ ወራቤ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 4 ሰባት ሓሊፉ።

ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ሰለስተ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ከምዝበፅሐ ፖሊስ ገሊፁ።

ምክትል ሳጅን ምትሕብባር ትራፊክ ምምሕዳር እታ ከተማ ሳጅን ቢላል ኣወል፥ እቲ ሓደጋ ሃይሉክስ ዝተብሃለ ተሽከርካሪ ምስ ምስ በዓልቲ ሰለስተ እግሪ ተሽከርካሪት ብምልታሙ ከምኝዝኾነ ተዛሪቦም።

መበገሲ እቲ ስልጣን ኣብ ከይዲ ምፅራይ ከምዘሎ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.