Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ቦረና ከተማ ያቤሎ ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ቦረና ከተማ ያቤሎ ኣብዛ ሃገር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ ዝድግፍ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።

ኣብ ስታዲየም እታ ከተማ ኣብ ዝተሳለጠ ሰለማዊ ሰልፊ፥ ነበርቲ እታ ከተማን ከባቢኣን ተሳቲፎም።

እቶም ሰልፈኛታት ኣመራርሓ እቲ ለውጢ ንዝኾኑ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ዝገብርዎ ድጋፍ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ብዝተፈላለዩ ጭርሖታት ገሊፆም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.