Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ደሴን ከባቢኡን ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበር ምድላው ተዛዚሙ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ደሴን ከባቢኡን ፅባሕ ንዝካየድ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ዝግበር ምድላው ከመዝተዛዘመ ተገሊፁ።

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝተንቀሳቐሰሎም ከባቢታት ከተማ ደሴ፣ ወረዳታት ዙሪያ ደሴ ዞባ ደቡብ ወሎ ማለት እውን ኣብ ገልሻ፣ ጉጉፍቱን ጠባሲትን ዝርከባ ጣቢያታት መረፃ ንመረፃ ዘድልዩ ናውቲ ከምዝተዳለዉ ኣረጋጊፁ።

ሓለፍቲ ጣቢያታት መረፃ፥ ምስራሕ ዳስ ሓዊሱ ምድላው ናይ መወዳእታ ኣወሃህባ ድምፂ ከምዝተዛዘመ ተዛሪቦም።

ነበርቲ እቲ ከባቢ ብግደኦም፥ መረፃ ሰላማዊ ንኽኸውን ምስ ውዳበ ኣካላት ፀፅታ እናሰርሑ ከምዝኾኑን ንመረፃ ከምዝተዳለዉን ኣፍሊጦም።

ብለይኩን ኣለም

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.