Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ስዒሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ውድድር ማራቶን ኒው ዮርክ እዚ ዓመት ብዓወት ዛዚሙ።

ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ ብምውፃእ ዛዚማ።

ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ታምራት ቶላ 2:04:58 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ እንትዕወት፤ ኬኒያዊ ኣትሌት ኣልበርት ኮሪሪ 2:06:57 ብዝኾነ ሰዓት ካልኣይ ወፂኡ።

ካሊእ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ሹራ ቂጣታ 2:07:11 ብዝኾነ ሰዓት ሳልሳይ ደረጃ ሒዙ።

ብደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ካልአይቲ ብምውፃእ ዛዚማ።

ኬኒያዊቷ ኣትሌት ሄለን ኢቢሪ 2:27:23 ብዝኾነ ሰዓት እቲ ውድድር ተዓዊታ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.