Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ዳይሬክተር ምግቢ ዓለም ኣብ ምብራቐ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ዳይሬክተር ምግቢ ዓለም ኣብ ምብራቐ ኣፍሪካ ሚካኤል ደንፎርድ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልል ሶማሌ ዝተወለዐ ኩነታት ድርቂ ኣመልኪቶም ከምዝዘተዩ እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ትዊተር ገፆም ፅሒፎም፡፡

ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ፥ ኣብቲ ክልል ብዘጋጠመ ድርቂ ንፀገም ዝተቓልዑ ዜጋታት ንምንጋፍ ኣድላዪ ሓገዝ ምግቢ ብግቡእ ቅልጣፈ ምብፃሕ ከምዝግባእ ኣፅንዖት ሂቦም፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.